+291-1-120933
Home
About
the organization
commissioner
president
Our constitution
Our Members
News & Articles
Anti Dopping
Athletes
Rising Star
History
federations
football
basketball
athletics
badmenton
chess
cycling
Ground-Tennis
Motor-Race
swimming
Table-Tennis
volleyball
Gallery
Contact Us
Home
/
News & Articles
/
ዓሊ ሱለይማን - ብሉጽ ተጻዋታይ (man of the match) ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን!
ዓሊ ሱለይማን - ብሉጽ ተጻዋታይ (man of the match) ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን!
ኤርትራን ኢትዮጵያን ከካይዳኦ ኣብ ዝወዓላ ግጥም ሴካፋ፡ ካብ ናይ ክልቲኤን ጋንታታት ተጻወትቲ ጸብለል ኢልካ ኮኾብ ተጻዋታይ (man of the match) ተባሂልካ ዝተረቛሕካ ዓሊ ሱሌይማን እንቋዕ ሓጎሰካ! እንቋዕ ሓጎሰና! ኣብቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን 3-3 ዝተፈላለያሉ ግጥም ዓሊ ሱሌይማን ሰለስቲኤን ናይ ኤርትራ ጎላት ባዕሉ እዩ ኣመዝጊብወን! ኣገናዕ!! ኣብ ዝተረፈ ግጥማት ካባኻ ልዕሊኡ ኢና ንጽበ - ዓቕምኻ ግርም ጌርና ስለእንፈልጦ!!
Home
/
News & Articles
/
ዓሊ ሱለይማን - ብሉጽ ተጻዋታይ (man of the match) ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን!