ኣብ ኦሊምፒክስ ቶክዮ ንኤርትራ ወኪለን ኣብ ማራቶን ኪወዳደራ ሚኒማ ኣምጺኤን ኣብ ምድላዋት ዝርከባ ናዝሬት ወልዱን ኮኾብ ተስፋጋብርን ምስ ወቕታዊ ክሊማ ከተማ ቶክዮ ኣብ ዝመሳሰል ጋሕቴላይ ሓያል ልምምድ እናካየዳ